ናይ ጨረታ ምልክታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኮነስትራክሽን ደረጃ 8ተ ቀለም ንምሕባዕ ክተወዳድር ስለዝደለየ::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2 % ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት CPO ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ደረጃ 8ተ ምኻኑ ዝገልፅ ወረቐት::
4 IN ከምኡ ውን ናይ ግብሪ ምዝገባ ሰነድ ዘለዎ::
5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 05/13/2018 ዓ/ም 08/01/2019 ዓ/ም ይከውን:: ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 08/01/2019 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 08/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን:: ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
6 Vat ተመዝገብቲ ዝኮንኩም::
N.B ብተወሳኪ ናብ በቢ ት/ቤት ብናይ ባዕሎም ትራንሰፖረት ክሕብፅ ዝክእል: