1 ብመሰረት እዚ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልእ ተወዳደርቲ ካብ 29/10/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 19/11/2018 ዓም ሰዓት 1130 ድሕሪ ሰዓት አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ ናብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን ቢሮ እናከድኩም ዘይምለስ 500 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዕድጋ ትክእሉ ምካንኩም ይገልፅ
2 ናይ 2018 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደስኩም ከምእዉን ምዝገባ ንግዲ ዘለኩም
3 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ምስክር ወረቀት ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ፍቃድ ተኮናተራይነት ክተቅረቡ እትክእሉ
4 መለለይ ከፋላይነት ግብሪ ክተቅረቡ እትክእሉ
5 ተመዝገብቲ ተወሳመኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ግንበት ሒሳብ ዘፍለጥክመሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእል
6 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት መቅረባይነት ወረቀት ምዝገባ ንግዲ ክተቅርቡ እትክእል
7 ናይ 2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈተ ዝተሐደሰ ዘፈር ቁጠባ ደቀቅቲን ኣናሽተይን ማእከሎት ንግዲ ትካላት ምግለፂኡ ደረጃ ትካል ምስ ምስክር ወረቀት ዳኣንት ዋና ቅዳሕን ክትቅረቡ እትክእሉ
8 ንዝምልክቶ በዓል መዚ ዝተዉሃበኩም ሐርበሻታት ምካንኩም ዝገልፅ ዋና ቅድሕን ምስክር ወረቀት ክቅርብ ዝክእል
9 ኩለኩም ተጫረቲ ኣብ ምንግስታዊ ይኩን ዘይምንግስታዊ ትካል ብቀዋምንት ይኩን ብግዝያዊ ተቆፂርኩም ዘይትሰርሑ ምካንኩም ዝገልፅ እዋናዊ መረዳእታ ላብ ዘፈር ቁጠባ ክተቅረቡ እትክእሉ
10 ተጫረቲ ናይቲ እትጫረትዎ ዘለኩም ፕሮጀክት ሳይት ካብ ዝተረክብምሉ ዕለት ጀሚርኩም ኣብ ዉሽጢ 75 መዓልቲታት በዓል ከይሐወሰ ስራሕ ወዲእኩም ክተርክብ ይግባእ
11 ተጫረቲ ሰዓራይ ኮይንኩም ኣብ ትሰርሕዎ ፕሮጅክት ዝሰርሑ ሰራሕተኛታትኩም ብቅዓቶም ዘረጋግፅ ማለት ሲኦሲ ዝሐለፉ ሰብ ሞያ ጥራሕ ከስርሕ ዝክእልን ብተወሳኪ ንምዕረ ስራሕ ማዕረ ክፍሊት ክከፍል ዝክእል
12 ዉሕስና ጨረታ ካብ በሄራዊ ባንኪ ኢትዩጰያ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንኪታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ናይ ገንዝብ ክፍሊት መአዘዚ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 10000 ከቅርቡ አለዎም ብጥረ ገንዘብ እንተኮይኑ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ገንዝብ ኣታዊ ዝገበረ ምካኑ ዝሕብር ቅብሊት ወይ መቀበሊ ሰነድ ቅድሚ ጨረታ ምካፈቱ ከቅርብ አለዎ
13 አቀራርባ ዝምልክተ ናብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን ተባሀሉ ክቀርብ አለዎ
13 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ፋይናንሻል ዝሐዘ ሰነድ ሐደ ዋና ክልተ ቅዳሕን ናይ ጨረታ ዉሕስና ስፒኦን ቅድም ኢሎም ዝተጠቀሱ መረዳእታት ኣብ ዋና ዝተዓሸጉ ፖስታ ዉሽጢ ብምግባር ብቅዳሕ ከቅርብዎም ዝግባእ ሰነድ ጨረታ ዝርዝር መዓቀኒን ስራሕ መጠቅላሊ ድምር ዋጋ ዲዛይይን ክልተ ቅዳሕ ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታት ነንበይኖም ምስዓሸጉም ሰለሰትኦም ፖስታት ብሓባር ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ መሊስኵም ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕል እቲ ዓብይ ፖስታ ብማርከር ብምፅሓፍን ማህተምኩም ብምዕራፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 20/11/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ቅድሚ ቀትሪ በኣካል ብምክድ ክተእትዉ ትክእል ኢኩም
14 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 20/11/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ክይኑ ዝክፈተሉ ግዝ ድማ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይከዉን ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶምም ኣብ ዝተረክብሉ ግዜ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን ክክየድ እዩ
15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሱ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0945527340