ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሐቲ ዘለዉ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2012 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 2, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ወረዳ እምባ ኣላጀ ንመባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ሹ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኮርኒስን ግድግዳን ቀለም ፣ደንቢ ልብስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 3, 2012 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ሹ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 3, 2012 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ሜድካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 2, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 2, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ኣጎልግሎት መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኣፋዉስን ፣ናዉቲ ሕክምናን ማለት Equipment ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2012 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 30, 2012 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ሕትመት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ኣንሶላ ኮቦርታን ናይ ሕሙማን ቢጃማን ፣ ፕሮፌሽናል ዲጅታል ካሜራን ምስ ሙሉእ መለዋወጢኡ ፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት እዉን መድሓኒት መደበሪ ሸልፊ ፣ኮሞዲኖ ፣ ጠረፔዛ፣ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 5, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 5, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት መዘጋጃ ዓዲ ሃገራይ ኣብ 2012ዓ/ም ዝሓዞ በጀት 2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅትን ቀወምትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝርገሐ ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 19, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 30, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የትግራይ ወጣቶች ስፖርት ጉዳይ ቢሮ የተለያዩ የስፖርት ትጥቆች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2012 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ፣ሕርሻ ፣ማይ ሃፍቲ ፣ ጥዕናን ፣ኮንስትራክሽንን፣ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናዉትታት ብናይ seftnet በጀት ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 25, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 25, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዞም ቀለፂሎም ብሎት ተጠቂሶም ዘለዉ ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም loT1 ሰራሕቲ ሕትመት፣ ሎት 2 ኮምፒተር ታብሌት

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 5, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 5, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ኤሌክትሪክን ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰርን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ/ፈርኒቸር/ ፣ ከምኡ እዉን ብናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ብናይ መደበኛ በጀት ዝክፈል ኣብ ጣብያ ዝባን ገደና ዝስራሕ ናይ መስኖ መሰጋገሪ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናልን ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስራሕ 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ መስተ ማይን ከምኡዉን ብናይ SLMP በጀት ዝኽፈል 2ተ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነዞም ቅድም ኢሎም ዝተገለፁ ዝምልከት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ነቲ ናይ መስኖ መሸጋገሪ ማይ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናል ናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ደረጃ 10 ደቀቕቲ ዝኮንኩምእተን 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ከምኡ ዉን ነተን 3ተ ናይ ሓባር ዒላ ደረጃ 11 ደቀቅቲ ዝኮንኩም ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,001.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/