ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ፕሮጀክት ኦፊስ ዝኮነ ናይ ፎቶ ኮፒ ማሽን ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 11, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 11, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ Shelf, computer maintenance and table በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 7, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 7, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ጎማ መኪናን ፣ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 5, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 5, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,100.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 16kWጀነሬተራት ፣ ዋና ዘየብሎም ኣኽላባት ንምዉጋድ ፣ ናይ እግረኛ መቓረፂ ዜብራ ንምቅባእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 11, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 12, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ስፕሊት አየርኮንድሽነር ጋዝ ምምላእ፣ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ውፅኢት ቆርበት/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ክሽነ ኣቅሑትን ዳቦ ማሽንን ፣ፍራሽ፣ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 11, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 11, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንልምዓት ሕርሻ ሓለዋ ስነ ከባብን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናዉቲ መድሓኒት ሃለቅቲ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 30, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 30, 2012 3:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሓፂን ሸልፍ ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 29, 2012 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 29, 2012 2:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ን ር/ህ/መ/ክ/ከ/ዓዲ ሓቂ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 29, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 29, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/