ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሬድ ፕላስ ናይ ንህቢ እታወታት ፣ ማይ መንፀጊ ናይ ንህቢ፣ ዓረብያ ንፈልሲ ጣብያ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 17, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 17, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ን ቤ/ፅ/ር/ምም/ርን ዞባ ክልል ስታፍ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 14, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 14, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 13/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 14, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 14, 2012 9:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅህፈት ቤት በከተማ መቐለ አስተዳደር ፅህፈት ቤት ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ የኢንተርኔት ዝርጋታ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ማካሄድ ይፈልጋል፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 25, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/ ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ህንፃ ማይክሮ ፋይናንስ ማርታ ብኣልሚኒየም ፓነል ነቲ ክፍሊ ንምምቃል ስለዝደለየ ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት መምረቲ ፣ ናይ ኣለምኒየም ብረታ ብረትን ፍቃድ ዘለኩም ኣብዚ ክትሳተፉ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 21, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 21, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 20, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 20, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 150,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኣብ ከተማ ራማ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል ብርሽዋ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 27, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 27, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኩባንያችን መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ የተ የግል ኩባንያ (MIE) የተለያዩ መስፈርት ያላቸዉ ቦርሆል ወተር ሳፕላይ ሲስተም እና ወተር ትሪትመንት ፕላንት ( Borehole water supply and water treatment plant) የእቃ ኣቅርቦት ፣ የተከላ እና ሙከራ ስራ በጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ስለሚፈልግ ብቃት ያላቹ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርት የምታማሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 9, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 9, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 600,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/