ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ መኪና ሰርቪስ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክፅግን ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 9, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 9, 2013 3:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝተፈላዩ ስፔራት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርካ ክገዝእ ይደሊ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 9, 2013 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 9, 2013 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ሳንታይዘር ፣ ፈሳሲ ሳና ካልኦትን ንምስራሕ ዘድልይዎ ኬሚካላት ተወዳደርቲ ብፕሮፎርማ ብምዕዳም ክዕድግ የደሊ ስለዝኮነ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 7, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 7, 2013 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን ግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕል መዐቀኒ ሙቀት /ቴርሞ ሜትር/ ( Infrared front head thermometr ) በዝሒ 05 ክዕድግ የደሊ ስለዝኮነ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 7, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 7, 2013 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ኣቑሑት / ፊቲንጋት/ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንትጫረቱ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 19, 2013 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 19, 2013 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ዛና ንናይ ወረዳና ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዳ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 11, 2013 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 11, 2013 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓወልቲ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 25, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ፣ ናይ ኣቁሑት ቢሮ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2013 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናዉቲ ዝ/ዩ ሕትመታት ፣ ንደቂ ኣንስዮ ግልጋሎት ዝዉዕል መናፅሂ ናዉቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከሐትምን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 19, 2013 8:45 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2013 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክልታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማን ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 5, 2013 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 24, 2013 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 24, 2013 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 45,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/