ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት መሳርሕታት ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም / ፈሳሲ ናይ ኢድ ሳሙና 250፣ ቢ29 ሳሙና 100፣ ኦሞ 1000 ግራም24 ፣ ግዮን ባራኪና 250/

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 14, 2012 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 14, 2012 2:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ሕትመት መቕረብትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከሐተም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 14, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 14, 2012 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

በመከለከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኤርታኤለ መገንጠያ ኣህመድ ኢላ መንገድ ስራ ፕሮጀክት 1701R ለፕሮጀክቱ ሰራተኞች ኣገልግሎት የሚዉል የድህንነት ኣልባሳት ለማሰፋት በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ዉል በማሰር ግዥ መፈፀም ይፈልጋል በዚህ መሰረት

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 9, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 16, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 16, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ኣቕሑ ማእከል መረዳእታ ( Data Center) ምስ ሙሉእ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 9, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 20, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 20, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 9, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 19, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 19, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ንናይ መኪና መፀገኒ ዝኮዉን ጋራዥን ፣ ንሞተር ሳይክል ዝፅግን በዓል ሞያን ከምኡ እዉን ንፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን በዓል ሞያ ዝፅግን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 9, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 25, 2012 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 25, 2012 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ን 2012ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብዘርፉ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 25, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 26, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

በመከላከያ ሰራዊት ፋውንዴሽን የቤቶች ግንባታ ማስተላለፍና ማስተዳደር በተለያዩ ሳይቶች ማለትም በሰሚት ቁ. 2 መቀሌ ፤ ቢሾፍቱ፤ በአዳማ እና በሃዋሳ ለሚያስገነባቸው የሠራዊቱ የጋራ መኖሪያ ቤቶች ግንባታ ግብአት አወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ነሐሴ 8, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 23, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: አዲስ አባባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 23, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

መቐለ ቤት ህንፀት ማእከል ንሕጊ ተሃነፅቲ ን 2013ዓ/ም ምግቢ ክምግብ/ ከቅርብ ንዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 7, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 20, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 20, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/