ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ደረቕ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቕራብ እንቓቕሖን ኣተክልትን ዉፅኢት ባልትና ፣ ረሳሕ ፈሳስን ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ብማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሐ ንተማልኡ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 29, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 30, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሒ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 18, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 18, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ናይ ዋና በሪ ኣልሙኔም ስራሕቲ ( Electronic Slinding gate compatible for sensor shtter ) price should be include exsting wall demolishing cart away and erection

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 20, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 20, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ናይ ሽንት ቤት ኣቅሑት፣ ዝተፈላዩ ናይ ሻወር ኣቅሑት ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ፋዉንቴን ኣቅሑት

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 19, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 19, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሽንቲ ቤት ኣቅሑት ፣ ናይ ሻዉር ኣቅሑትን ናይ ፋዉንቴን ኣቅሑትን ዘስተኻኽል፣ ዘዕርን ዝገጣጥምን በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትስርሕ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 19, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 19, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዓይነት ንብረት በዓል 4 ሊትር engine Oil 15 W40 Total 50 ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 19, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 19, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ናይ አልሚንየም በርን መስኮትን ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ንምጭራት ድሌት ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 22, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 22, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

በሃገር መከላከያ ሚኒስቴር የ4ተኛ ሜ/ክ/ጦር ከኩሓ መቀለ የሰራዊት አባላትና የሲቪል ሰራተኞች በስራ መግብያና መዉጫ ሰዓት የሚያመላልስ ባለ 24 ወንበር የመኪና ሰርቪስ ክራይ ግልጋሎት የሚዉል አወዳድሮ መከራየት ከአሸናፊ ነጋዴ ዉል ማሰር ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 20, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 20, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ናይ 2013ዓ/ም በጀት ብቤት መዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ስራሕቲ ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 24, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 24, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2012 በጀት ዓመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 20.00 ብምኽፋል ትካል ዘዳሎዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 27, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 28, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/