ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍቲን ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌትሮኒክስ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ በዞም ኣብታሕቲ ተቀሚጦም ዘለው ዝርዝር ሰደቃታት ትሕዝቶ መሰረት ብምግባር ክትሳተፉፋ ትኽእሉ/ላ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2016 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2016 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባ ሃፍቲ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ቲን ሕትመታት ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 30, 2016 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 30, 2016 5:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

Ethio Telecom invites all interested and Eligible bidders for the Procurement of SUPPLY AND FIX ROAD BILLBOARD FOR MEKELLE /Lot 01/, WUKRO,ADIGRAT/Lot 2/,ADWA,AXUM AND SHIRE/ENDASELASE/Lot 03/.

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 26th, October 2023 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 16th, November 2023 2:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 16th of November 2023 2:15 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ Billboards & Digital Advertising/

ትከልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መለዋወጢ ኣቀሑት ማለት ድማ ቱቦ ቻርጀር በዝሒ ሐደ : ፈሊፕ በዝሒ ሐደ : ሮድ በዝሒ ክልተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 3, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 3, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

Save the Children Mekelle area Office (MAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply of school material (Montessori Materials).

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 26th, October 2023 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 06th, November 2023 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 06th of November 2023 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: free
  • የጨረታ ምድብ Books & Education Materials/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስንወረዳሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሞተር አቁሑን ፣ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 29, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 29, 2016 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ን ቤትፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወ/ራ/ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጅት ናይ መኪና አቁሑ ዓይነት መኪና ላንድ ኩለዘር jhz 78 L ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ረቁሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብዚ ናይ ዕደጋ ሰነድ ብዝታዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ንክተቅርቡ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 29, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 29, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ጉዱኣት ኵናት ትግራይ ሃላቒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ እዞም ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳ ክልል ትግራይ አገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን እስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 14, 2016 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/