ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑ ቢሮን : ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 12, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 12, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንብሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ስፔራትን ጎማን መኪናን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2016 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ን 2016 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብናይ UIIDP Budget ናይ ኤሌክትሮነክስ ኣቁሑ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 3, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 3, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ትራንስፖርትን መራከቢን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ካብ ሕጋዊያን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 30, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 30, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ን ኤሌክትሮኒክስን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2016 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2016 በጀት ዓምት ንዘካይዶም ግልጋሎት ህንፀት መንገዲን ፅገናን ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት : መሳርሒ ህንፃ : ኪራይ ማሽናት: ነዳዲ : ስቴሽነሪን : ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 6, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 6, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማሽነሪ ክራይ/

ኣብ ከተማ ኣክሱም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ንናይ ከተማና ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝተፋላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ: ኣቅሑት ፅሬት :ቀለልቲ ሃለቅትን ናይ ቢሮ ኣቀሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 9, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 9, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሪል ስቴት ናይ ሐመድ ምርምር ስራሕቲ ማለት ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስቲጌሽን ወርክስ ብንኡስ ስራሕ ተቆራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 28, 2016 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ጋራጅ መሳርሒ ኣቅሑት ማለት ድማ ጋራጅ ቱልስ ዊልዲንግ ትራንስፎርመር በዝሒ ክልተ : ጋራይንደር 230 ሚሚ በዝሒ 1 :ጋራይንዲር 180 ሚሚ በዝሒ 1 :ድሪንግ ማሽን 16 ሚሚ በዝሒ 3 :ሃይድሮሊክ ጃክ በዝሒ 1 :ሶፍትጌት በዝሒ 1: በንች ቤልት በዝሒ 1 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 11, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 11, 2016 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: አይተገለፀን
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/