ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳይሬክትሮት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንኣብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሴክተሪያት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 29, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 3, 2016 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 3, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ዝተፈላለዩ ሰርቪስ መኪና ኪራይ ግልጋሎትን ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ዕድጊት ን2016 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግልገልን ክዕድግን ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 6, 2016 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 6, 2016 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዘካይዶ ህንፀት መንገድን ፅገናን መንገዲን አገልግሎት ዝዉዕሉ ማሽናት ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካራይን ከምእዉን ዘይጥቀመሉ ሐደሽቲ መለዋወጢ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፀት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ማተሪያላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 13, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 13, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ጠረጴዛ ሸልፍን ፋይል ካበኔትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 14, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 14, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ጠረጴዛ፣ ሸልፍን ፋይል ካብኔትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 14, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 14, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት /ሳሙና /ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 30, 2016 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 30, 2016 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 30, 2016 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 30, 2016 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ናይ ማይ ኣቅሐት ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 30, 2016 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 30, 2016 10:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ፉርስካ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 30, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 30, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /