Plan International Ethiopia, Tigray Program area (PIETigray-PA) wants to invite all interested and eligible contractors to the Rehabilitation and /or Construction of two partially damaged primary schools with the financial support of ECHO projects and the Construction of one Child-friendly space/ CFS block

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 10th, January 2024 5:20 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 25th, January 2024 6:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 25th of January 2024 2:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: not specified
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሽንት ቤት ፅገና ዘገልግል We (water Closet) ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 20919 ቐ/መ/ማይ ዕለት 26/3/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 5, 2016 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 5, 2016 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ላፕቶፕ መትሓዚ ዘገልግል ቦርሳ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 209173 ቐ/መ/ማይ ዕለት 18/4/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 5, 2016 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 5, 2016 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ሰራሕተኛታት ዝዉዕል ባጅ : ቲተርን : ክቢ ማህተምን ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 4, 2016 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 6, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 18, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 18, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰርቨር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 16, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 16, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት አዉቶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 14, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 14, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ለም ትራንስፖርትን ንግድን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ መቐለ ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ባሎኒ ሆቴል ወይ ጥቓ ፖሊ ኢንስቲትዩት ኮሌጅ ዝርከብ G+1 ህንፃ ስፍሓት ቦትኡ 3000 ( ሰለስተ ሺሕ) ሜትር ካሬ ኾይኑ እቲ ህንፃ ኣብ 284.76 ሜትር ካሬ ዝዓረፈ በዝሒ ክፍልታት ጠቕላላ 19 ዝሓዘ ህንፃ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምሻጥ ይደሊ፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 20, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 20, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 90,000,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Save the Children Tigray area Office (TAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply of Construction Materials.

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 09th, January 2024 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 16th, January 2024 3:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 16th of January 2024 3:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ Construction Raw Materials/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቁሑ መኪና ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 3, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 3, 2016 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/