መንጎ ብዘሎ ናይ ኣፈፃፀም ክትዕ ጉዳይ አብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ብሽም ኣፈ/ተኸሳሲ፦ቨሎሲቲ ኣፓራልዝ ካምፓንስ ኣብ ናይ ተከሳሲ ትካል ተመዝጊበን ዝርከባ በዝሒ 3ተ መካይን ተረኸብኩም ንክትጫረቱ ክ/ከተማ ዓይደር ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 22, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 22, 2016 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 11, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 11, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ሆስፒታል መቐለ ንተሓከምቲ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒትን መኪና መለዋወጢ ኣቕሑትን ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዐቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም፡-

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 19, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 19, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንመድሓኒት 30,000.00 ንመኪና መለዋወጢ 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

አካዳሚ ኣመራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ናይፅሬት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድገት ከፍፅም ይደሊ፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 11, 2016 4:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 11, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መቐለ ሆስፒታል ናይ ተሓከምቲ ኮች ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 11, 2016 4:20 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 11, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

የኢትዮጵያ ልማት ባንክ ለጊዛል ጨርቃ ጨርቅ ኃ/የተ/የግ/ማህበር ለሰጠው የብድር ገንዘብ አመላለስ በዋስትና የያዘውና ከዚህ በታች ባለው ሰንጠረዥ የተመለከተውን ንብረት በአዋጅ ቁጥር 97/90 እና ከ47/ በተሰጠው ሥልጣን መሠረት በሐራጅ ለመሸጥ ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ሚያዝያ 8, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ግንቦት 1, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ግንቦት 1, 2016 7:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ምሻጥ/ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

HELVETAS in collaboration with the Swiss Solidarity and the Regional Government of Tigray, Agricultural office is implementing a project entitled Samre and Sehrti Recovery Project (SSRP)" in Samre and Seharti Woredas of South East Zone of Tigray National Regional State.

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 17th, April 2024 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 22nd, April 2024 5:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 23rd of April 2024 10:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Food Items Supply/

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 22, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 22, 2016 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 6,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፖሊ ቴክኒኮ ኮሌጅ ማይጨዉ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 21, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 21, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 24, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 24, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/