ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላምበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ፋፂን ዝርከባ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ዘፈራትን ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕክ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 30, 2017 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዛላ አንበሳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 30, 2017 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት 6000 ቅርሺ ንናይ ቢሮ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 10000 ብር
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሲኖትራክ ዓባይ መኪና መለዋወጢ ኣቀሑት ንናይ ሎደር ዓባይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 27, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 27, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ቤት መዘጋጃ ዝረከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ንምስራሕ BC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ሰራሕ ዘለዎም ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 13, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 13, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 400,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ሊዝ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምሕደራን አጠቃቅማን ትሕዝቶን መሬትን ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ 6 ፕሎት በዓል ኮኮብ ሆቴል 2 ፕሎት ሞል ብድምር 8 ፕሎታት ከምእዉን ኣብ ከተማና ንዝተወደቡ ጥራሕ ዝሳተፍሉ 7 ማሕበራት ማእከል ዕደጋ ብድምር 15 ቦታታት ናብ ተጠቀምቲ ብፍሉ ጨረታ ንምትሕልላፍ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 20, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 20, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ልምዓትን መስኖ ካብ ሓባር ዒላ ኣብ ማይ ተንከፈ ስረሕቲ ዝተዋፈሩ ሕጋዊያን ናይ ኮንስትራክሽን ንግዲ ትካላት ብመልክታ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 15, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 21, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 21, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ማሕበርና ማሕበር ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ፀብቅለይ መቐለ ወርሓዊን ዓመታዊን ዓመታዊን ናይ ሒሳብ ሪፖርት ኣፍልጦ ብዘለዎ ናይ ሒሳብ በዓል ሞያ ክነስርሕ ስለ ዝደለና

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 16, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 16, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ናይ ከይዲ ስራሕ ማዘጋጃቤታዊ እቶት ስፔር አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 17, 2017 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 17, 2017 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዕገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ/ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 16, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 16, 2017 4:05 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ዀሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንተገልገልቲ ሓባሪ ዝኾነ ናይ ነፃን ብክፍሊትን ጠቅላላ ኣብ ኩ/ሓ/ሆስፒታል ዝወሃብ ግልጋሎት ዘርኢ ሰደቃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ንምግዛእን ንምስራሕን ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 16, 2017 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 16, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምግዛእ ድሌት ዘለኩም ሕብረተሰብ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተዘርዘሩ ረቋሒ መሰረት ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም፡-

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 23, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 23, 2017 8:50 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/