ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ወረዳ ሕንጣሎ ቤት ፍርዲ ንሕንጣሎ ከተማ ዓዲጉዶምን ወጀራትን ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ነዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት: ናይ አሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፈርኒቸር ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 22, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሰቲት ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ ሰቲት ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕትመት ኣቅሑትን ስራሕቲን : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ደቀቅቲ መሳርሒታት : ናይ ዝተፈላለያ ተሽከርከርቲ መቀያየሪ ኣቅሑት :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪን :ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 7, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 7, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈታት 5000 : ናይ ሕትመት 3000 : ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3000 : ደቀቅቲ ኣቅሑት 4000 : ናይ ዝተፈላለያ ተሽከርከርቲ መቀያየሪ ኣቅሑት 10000 :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪን 15000 :ፈርኒቸር 25000 ብር
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ በጀት ዩኒዲፒ ዝቅነስ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 8, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 8, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ናውቲ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 28, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 1, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 1, 2017 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 1, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 1, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ወ/ቆ/ተምቤን ንዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንወረዳና ዝቐረበ ናይ ህንፀት መሳርሒ ግልጋሎት ክህብ ዝኽእል ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓም : ሴፍቲ ኔት በጀት ንስራሕ መሰለጢ ዝውዕል ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ/ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 7, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 7, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ግለጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ብስኩትን ለስላሳን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 30, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 1, 2017 4:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ፋይናንስ ወረዳ ጋ/ኣፈሹም ን ቤትፅሕፈት ዘ/ቁ/ል/ገልምዓት ዝውዕል ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 4, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጋንታ አፈሹም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 4, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን መኪና ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 7, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 7, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፍርዲ ምምሕዳር ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ክፍሊ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ማለት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ክልተ ኣቅሑት ቢሮ ሰለሰተ ሞተር ሳይክል ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሓሙሽተ ሕትመት ሽድሽት ኣቅሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 8, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ዳዕሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 8, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/