ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 14, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 14, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳስተርን ከይዲ ሰራሕ አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት ከተማ ሸራሮ ብሌዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት ሽድሽተ ግዜ ከጫርት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቅምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 11, 2017 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 11, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ኤንስፔክሽን ንታ ቁፅሪ 3-72735 ት.ግ ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 5, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 7, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

MuM's is looking for a competitive bidder who can Supply of Electronics Equipment.

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 11th, December 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 16th, December 2024 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 16th of December 2024 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Electronic Equipment & Accessories/ Electro-Mechanical Products and Services/ Software Purchases/

ግለጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ብስኩትን ለስላሳን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 2, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 4, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 4, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብጨረታ ከሐትም ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 9, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 10, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎታት ዝውዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 11, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 11, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ማሕበር ሳባውያን ማ/ዕዳጋ ደቂ ኣንስትዮ ነጋዶ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ነጋዶ ማሕበር እንትኸዉን ፉሉጥ ዝኾነ ናይ ወርሓዊ ኣታዊን ወፃኢን ካብ 2012 ዓ.ም ክሳብ 30/3/17 ዓ.ም ዝተገበሩ ኣታዊታትን ወፃኢታትን ኦዲት ክንገብር ስለዝደለና ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ኮነ ዉልቀ- ሰባት ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተሟልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 4, 2017 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 4, 2017 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኩባንያችን መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኃላ.የተወ.የግል ኩባንያ (SWEI ኢንድስትሪ) ከታች የተለያዪ የፅሕፈት መሳርያዎች እና የፅዳት መሳርያዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የምታሟሉ ተወዳዳሪዎች እንድትሳተፉ ኩባንያችን ይጋብዛል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ታኅሣሥ 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 14, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 14, 2017 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 25,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሰሜን ሪጅን ኢትዮ ቴሌኮም ተለይተው የተቀመጡ ያገለገሉ ወንበር፣ ጠረጴዛ ፣የእንጨት በርና መስኮቶች ባሉበት ሁኔታ እና የእንጨት ምሰሶዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ታኅሣሥ 1, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 11, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 11, 2017 8:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ ይለያያል
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/