Mums for Mums Invitation to qualified bidders for Supplying of WGSS Materials

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 17th, July 2026 4:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 20th, July 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 20th of July 2026 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ General Service Provision/ Textiles and Wearing/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ 08 መሕፀቢ ክዳን/ላውንድርይ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 30, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 1, 2018 4:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 16, 2018 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 16, 2018 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

Ethiopian Catholic Church social and development commission Adigrat branch Mekele sub Branch needs Supply of (Animal Vaccination, Drugs and Medical Materials) for Afar Kilibati Rasu zone Project areas, Abiala Geter, Abiala Kentiba, Wesema, Berahley and Kuneba Woredas, in Afar, National Regional State,

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 16th, July 2026 12:00 pm (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 22nd, July 2026 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 22nd of July 2026 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Veterinary Drugs & Equipment/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክተግብር ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 18, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 18, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ፎቶኮፒን ምጥራዝን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 10, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 10, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከፀግን ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 10, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 10, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲን ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምግባር ምስ ስዓራይ ሓደ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 10, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 10, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቤት ትምህርቲ ለምለም ዳዕሮ ሙሉእ ቐ/ብርኪ ኣብ ክፍለ ከተማ ቐዳማይ ወያነ ትርከብ ኮይና ንፅሕፈት ግልጋት ዝውዕል ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና እዲጊት ክንፍፅም ንደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 10, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 10, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ፍረ ስውኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ 2018ዓ/ም ሒሳቡ ብናይ ደገ ኦዲት ከግብረ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 (ከ 1 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 17, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 17, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/