በትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት የመቀሌ ከተማ ከፍተኛ ፍርድ ቤት በመቀለ ከተማ ሓድነት ክ/ከተማ ጣብያ ስምረት በባለቤትነት መለያ ቁጥር 475 በሆነ ቤትና ቦታ መሸጥ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ሐምሌ 18, 2017 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜ 3, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜ 3, 2017 6:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 25%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

ዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ታሕሳስ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 28, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 28, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

Plan International Ethiopia, Tigray Program Area (PIE-Tigray-PA) invites all interested and eligible contractors to participate in the drilling of a deep borehole and construction of a water supply system for school water services in Awaleo Village, Hayelom Kebele, Kiliteawlaelo Woreda, Eastern Zone, Tigray Region

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 25th, July 2025 12:00 pm ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 12th, August 2025 12:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 12th of August 2025 2:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/ Electro-Mechanical Products and Services/ Water Well Drilling & Water System Installation/ Water Engineering Machinery, Equipment & Tools/

ኣብ ትሕቲ ስራሕ ኣማራርሓ ቦርድ ማሕበር ጉድኣት ኲናት ትግራይ ክልተ ዘፈራት ማለት ዘፈር ምግባረ ሰናይን ዘፈር ንግድን ዘለዎ ኮይኑ ንኹሎም ኣካላት እቲ ማሕበርን ትካላቱን ናይ ሕጊ በዓል ሞያ ብኩንትራት ቆፂሩ ምኽርን ጥብቅናን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 30, 2017 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 30, 2017 9:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/

ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብተወሳኪ ውን ንናይ ሆስፒታልና ንዘለዋና ኣናእሽተይ መካይን ፀገና ጋራጅን ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 28, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 28, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 22, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 22, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ደቂኣነስትዮ ትግራይ ምስ ብሄራዊ ሎተሪን ቤተይ ቴክኖሎጂን ብምትሕብባር ንዘዳለዎ ናይ ቶምቦላ ሎተሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 25, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 26, 2017 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ብናይ UNDP ብጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ፡ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 28, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት ብጥረ ገንዘብ 16000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 ቅርሺ ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 5000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ካፊተሪያ ንግልጋሎት ምግብ ዉዕይን ዝሑልን መሰተ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 16, 2017 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 28, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዘገልገሉ ጣውላታትን ፣ ሓፃዊን ፣ ኣክሰሰሪ ክትሸጥ ሰለ ዝደለየት::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 17, 2017 ( ከ 9 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 25, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 25, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/