ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 23, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 23, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ተሽከርካሪት መኪና ታርጋ ቁፅሪ 4-00418 ተወዳዳራይ ስፔርን ናይ ኢድ ዋጋን ሓዊሱ ብሞዲፍኬሽን ስራሐቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 23, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Save the Children International (SCI) Tigray area Office, Mekelle (TAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply of Light Vehicles Maintenance and Repair Service.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 28th, November 2025 12:00 pm ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 15th, December 2025 3:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 15th of December 2025 3:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Vehicle Maintenance/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ምጉብናይ ንዝርከቡ ከባብያዊ መጎብነይቲ ዝኸውን ደንቢ ክዳን ብሕትመት ከስርሕ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 23, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 23, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ጨንፈራት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ዝውዕል ከምኡ ድማ ቢል ፕሪንት መግበሪ ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 23, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከ/ዓ/ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን ኣብ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈትን ናይ ፅሬትን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡-

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 30, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 30, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ግሎ መኸዳ ን2018 ዓ/ም መደበኛ በጀት ኣብታ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቑሑት መሳሪሕ ፅሕፈትን መላወጢን ኣቕሑት መኪናን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 29, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 29, 2018 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢ ሎቱ ይፈላላ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይ ቅነጣል ካብ ዘለውዎ ናይ 2018 ዓ/ም መደበኛ በጀት ካብ ዕለት 18/03/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 02/04/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝውዕል ግልፂ ጨረታንናይ ወረዲኡ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውት ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 2, 2018 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይ ቅነጣል
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 2, 2018 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 20, 2018 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 20, 2018 4:35 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ ስራሕ ክዳን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 29, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 29, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/