በኢትዩያ ኤርፖርት የመቐለ ኣሉላ አባነጋ አለም አቀፍ ኤርፖርት አስተዳደር ለተለያዩ አገልግሎተ የሚዉሉ የተለያዩ ሶፋዎች ከነጠረጽዛዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል::

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ጥር 5, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥር 15, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፈርኒቸር/

መቐለ ሆስፒታል ንራጂ ግልጋሎት ዝዉዕል DVb film ኢክሰረያን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክት ወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 13, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መካይን ላንድክሮዘር ሚቲስቡሺ ዝኸዉን ናይ መለዋወጥ ኣቅሓ/ እስፔር ፓርት / ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ :: ስለዚ ነዚ ኣብ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 14, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ አብ 2007 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ኣወዳደሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 14, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ሕርሻ/

መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ዝሰርሖ ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ ጠቅላላ ግቢኡን ካብ ምድርቤት ጀሚሩ ክሳብ 4ይ ደብሪ ዝርከቡ ገዛዉቲ ሓለዋን ከምኡዉን ናይ ሓባር ዋንነት ዘለዎም ኮሪደራትን ኣዳራሽትን ግቢኡን ናይ ፅሬት ስራሐቲ ንምስራሕ በዚ ሞያ ናይ ግልጋሎት ንግዲ ፍቃድን ቲንን ዘለኹም ዝተዘርዘሩ ሮቆሒታት ዝተማልኡ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 13, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀዋሚ ንብረት ፈርንቸርን ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ:;

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 19, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ባንዴራታት / ሰንደቅ ዓላማ / ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም:

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 15, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ሕትመት/

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህነፃ መሳርሒ ዝተፈላለዩ ንብረታት ንሕጊ ተሃነፅቲ ወርክ ሾፕ ጣዉላ ማሽን ( ዝተፈላለዩ ማሽናት ኣቁሑትን) ንላይብረሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ኣዋጃትን ክዕድግ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም መቅረብቲ ንክትጫረቱ ንፅዉዕ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 13, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲ ሕትመት/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ንዋና ቢሮ ቀለም ንምቅባእን መስታወት ንምሕፃብን ኣጫሪቱ ከስርሕ ስለዝደና ክትጫረቱ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 1, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 7, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 1, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 13, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/