ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ብከባቢያዊ ልምዓት ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ከስርሖም ካብ ዝሓዞም ፕሮጀክታት መንገዲ ጋራጋንቲ ወልካ ሓመድ ብናይ ባዕሎም መኪና ገልባጭ ብምፅዓን ብምጉዕዓዝን ንምልዓል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 1, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 10, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 10, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማይጨዉ ፓሊቴክኒክ ኮሌጅ አብ 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ማለት እዉን Chair with arm rest በዝሒ 300 up holstered chair በዝሒ 160 metal file cabinet በዝሒ 20 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምግዛእ ተጨጫረቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 1, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 22, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 22, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

አብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ልምዓት ከተማ ከይዲ ስራሐ ከባቢያዊ ልምዓት ዝርከብ ናይ ሶድያም ፊክስቸር ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ክትሳተፉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 1, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 10, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 10, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ኤሌክትሮነክስ አቁሑትን : ሳይክል ከምኡዉን ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን : ዘገልገሉ ኮምፒተርን ከሸይጥ ይደሊ ስለዚ ንዝይ ክትዕድጉ ትክእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 30, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 9, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 9, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2008 በጀት ዓመት 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ናይ አዳራሽ ፅሬቱ ዝሓለወ ተገጣጣሚ ወንበር ከስርሕን ከግጥምን ስለዝደለየዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 30, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 13, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 13, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2008 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጉንበት 30, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 13, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 13, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጀት ገዝኢት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 29, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 16, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 16, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ኣፋዉስን ፣ናዉቲ ሕክምናን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 29, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 9, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 9, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይ ቅነጣል ኣብ 2008 ዓም ኤለክትሮኒክስ: ኦፊስ ፈርኒቸርን :መሳርሒ ፅሕፈትን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 29, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 3, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይ ቅነጣል
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 3, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ናይ ቤ/ፅ/ት ምም/ር ንዝትፈላለዩ ኣገልግሎት ዝዉዕል ብዓል 32 ጌጅ ቆርቆሮ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 27, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 14, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 14, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/