ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ኮመፒተር አክሰሰርን አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ መኪና ዘይትን ቅብኣትን ብቫትን ብዘይ ቫትን ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 1, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 1, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝጥቀመሎም ጥዕና ሎት 1 : ኤሌክትሮኒክስ ሎት 2 : ናዉቲ መደቀሲ ሎት 3 :ናይ ፅሬት ኣቁሑት ሎት 4 ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ዘማልኡ ንክወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰነ 10, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰነ 10, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

Tigray Bureau of water Resource invites bidders for Civil work Construction for Yechila Town with Supply and installation of pipes and Fitting and Electro mechanical Equipment

  • የተለቀቀበት ቀን: Sunday 29th, May 2016 12:00 am (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 27th, June 2016 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 27th of June 2016 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/ Electro-Mechanical Products and Services/

በመቐለ ዩኒቨርስቲ የህግና ሰነመንግስት ኮሌጅ ለኣካል ጉዳተኛ አገልግሎት ለሚዉል የህነፃ እቃዎች በዉስን ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ስለሆነም ከዚህ በታች የተጠቀሱት ዝርዝር የመወዳደሪያ መመሪያዎች መሰረት እንድትወዳደሩ እናስታዉቃለን

  • የተለቀቀበት ቀን: እሁድ ግንቦት 21, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰኔ 6, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኔ 6, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 7,725.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

መቐለ ሆስፒታል ዝተፈላለዩ ናይ ሰብ መድሓኒት ሕክምና ናዉቲን ንላቮራቶሪ ሪኤጀንት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ጉንበት 21, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 29, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 29, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 8,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

የመከላኪያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራያዝ በሙስሊ-ባዶመንገድ ስራ ፕሮጀክት (15-05R) መቀሌ ስሚንቶ ለማመላለስ ከጨረታ ሰነድ ጋር በአባሪ በተያያዘ ዝርዝር ስፐስፌከሽን መሠረት ተጫራቾች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መካራይት ማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ግንቦት 19, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰኔ 2, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኔ 2, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ኣብ ወረዳ ደ/ተምቤን ካብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝመፃ ዘገልግላ ናይ እክሊ ጥሕኖ ወይ መጥሓን ዓብይ ናይ እክሊ ሚዛንን ንብረታት ብሜላ ግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ እናዓደምና

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 29, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 29, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ናይ ፅሬት : ናይ ኤሌክትሮኒክ : ናይ ሕትመትን ኤሌክትሮኒክስን ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 29, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 29, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑት መኪና፡ዘራእቲ ተክሊ፡ንቤት ፅሕፈት ማይ ሃፍቲ ኣብ ዝትፈላለዩ ጣብያታት ንዝስርሑ ስራሕቲ ማይ ብጨረታ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 19, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጉንበት 26, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጉንበት 26, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/