ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ስፖርት መሳርሒ : ናይ ፅሬት መሳርሒ: ህንፃ መስርሕን : ሃለቅትን ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 18, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 19, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ወረዳ ብዘት ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ፅሬትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 24, 2018 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 24, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ DRIP ካብ ሸራሮ ናብ ዓዲ ፀፀር መንገዲ ስራሕ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 9, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 9, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ትካልና ፋብረካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንሰራሕተኛታቱ ግልጋሎት ጥዕና ዝረክብሉ ማእከላይ ክሊንክ ዘለዎ ካብ ዓቅሚ ንላዕሊ ንዝኮነ ፀገም እዉን ብሪፈራል መልክል ዝተማለአ ግልጋሎት ክህብ ዝክእል መባእታዊ ሆስፒታል ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ክኣስር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 23, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 23, 2018 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

ጣብያ ጠዕና መቐለ ንፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ሕተመት ስራሕቲ ክገዝእ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 11, 2018 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ኣብ 2018ዓ/ም ብውሽጢ ኣተዊ ዝተመደበ በጀት ንቮከሽናል ትምህርቲ ኮምፒተር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ICT ናውቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 2, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 8, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 9, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካል ማእኸልኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 10, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 10, 2018 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤ/ፅ ል/እቶትን ምምሕዳር ፋይናንሰ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝውዕል ፤ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፤ ሞተር ሳይክል ሰፔር ፤መኪና ሰፔር ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 22, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 22, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፎቶ ኮፒ/Photo Copy/ ንፕሪንተርን ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከዕግን ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 7, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 9, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 3, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 6, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/