ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክማና ናዉቲን ናይ ላብራቶሪ ሬጀንትታትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድገት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝርዝር ዝቀረበ ሮቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 20, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 20, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ዝጥቀመሎም ዝተፈላለዩ ናይ ተምሃሮ መፃሕፈቲ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ናይ ፅሬት ኣቁሑት ሎት 3 ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ዘማልኡ በብዝርፍኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 12, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 27, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌክትሪካል ኣቁሑት (Electrical Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 20, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 20, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

የትግራይ ክልል ትምህርት ቢሮ የተለያዩ የማስተማሪያ መፃህፍት በጨረታ አወዳድሮ ለማሳተም ይፈልጋል ስለዚህ በዚህ ጨረታ ለመወዳደር የሚፈልግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ሚያዝያ 11, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 22, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 22, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 75,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቑሑት ኤሌክትሪክ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 11, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 28, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 28, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 10, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 25, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኦፍላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 25, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ሃንድ ዳጉዌል ሩፍ ካችመንት ስራሐቲ: ኤሌክትሮኒክስ : ስራሕቲ ሓፂን መፂን ዕንፀይትንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 10, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 26, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 26, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ናይ ዝተላለዩ ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ግልጋሎ ኣብ ምሃብ ዝነበሩ ንብረታት እክሊ ሽምዒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ኣብዚ ክትወዳዱ እትደልዩ ነጋዶ ወይከዓ ሕብረተሰብ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 10, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 17, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 17, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ማሕበረ ዕዳጋ ኣዱሊስ ሰለስተ ሕንፃታት ነኒበይኖም ናይ ምድር ቤት ክሳብ ኢሊቪሽኑ ኮሎነ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሐ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት ሚያዝያ 9, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 15, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 15, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለተመራቂ ደቀማዛሙርት አገልገሎት የሚዉል መጽሔትና ባይንደር በጨረታ አወዳድሮ ማሳተም ወይም ማሰራት ይፈልጋል::

  • የተለቀቀበት ቀን: እሁድ ሚያዝያ 9, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 14, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 14, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/