ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2010 ንሕክምና ናዉቲ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 22, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 22, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ዘበነ ትምህርቲና ንዝለዉ መምህራንን ሰራሕተኛታትና ጋዉንን ደምቢ ክዳንን ከስፍየሎም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥቅምቲ 18, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 25, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 25, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

Ethio Telcome invites all interested and Eligible bidders for the procurement of construction of Guard house Dry Latrine & fence work at Almata, Gerjele and Merewa sites , Maintenance work at Edaga-arbi and Battery roof maintenance work at wukro maray sites

  • የተለቀቀበት ቀን: Saturday 28th, October 2017 12:00 am (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 03rd, November 2017 12:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 03rd of November 2017 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት 2010 ዓም 1ይ ዙር ጨረታ ንግልጋሎት እቲ ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቁሑት ማለት እዉን ትቦን መገጣጠሚን መሳርሒ ቴክኒክ:መሳርሒ ህንፃ : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት ቢሮ : መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡወን ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት ሳይክል ናይ መኪና ጎማን መመላክዕን ናይ ባጃጅ ጎማን መለዋወጢ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 1, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 1, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ፅሕፈት መሳርሒን : ፈርኒቸር ናይ ቢሮ አቁሑት :መስኮት መጋረጃ ብ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 28, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 28, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ኣብ ሎት ሐደ ዝርከቡ ፅሕፈት መሳርሒኣብ ሎት ክልተ ዝረከቡ ስፔር ፓርት ኣብ ሎት ሰለስተ ሕትመት ኣብ ሎት አርባዕተ ናይ ተምሃሮ መፅሓፍቲ ብጨረታ ክዕድግ ይድሊንክወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 4, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 4, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ምምር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ትልምን ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ አናእሽተይ መኪና ጎማን ሰፔር ፓርት ናይ መኪና ዲኮር ናይ ህንፃ ፅሬት አቁሑተ ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ንወራዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝተፋላለያ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈለለዩ መለዋወጢ አቁሑ መኪና : ናይ መኪና ጎማ ካላማደርያ ባትርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 6, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 6, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ንቤት ፅሕፈት ዘግልግሉ ኣቁሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

የትግራይ ክልል የወጣቶች ስፖርት ጉዳዩች ቢሮ በ2010 ዓም ለስፖርት ዉድድር አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ የስፖርት አይነት ትጥቆች የስፖርት እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ጥቅምት 15, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 30, 2010 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 30, 2010 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 43,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/