ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓድዋ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታት ምስ መገጣጠሚኡ : መሳርሒታት ቴክኒክ ቆፀርቲ ማይ : ኣቀሑት ላብራቶሪ : ናይ ማይ ሞተር ፓምፕን : ናዉቲ ቤት ዕዩን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 18, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 19, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮለጅ መምህራን አመራርሐ ትምህርትቲ ዓድዋ ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኬሚካላት ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ኣይስቲን : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት : ኣቅሑት ህንፃን ኤሌክትሪክን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 18, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 19, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

በሃገር መካላኪያ የሰሜን ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ የተለያዩ ያገለገሉ መመገቢያና ማብሰያ የቢሮ እቃዎች እንዲሁም የብረት ኣልጋ አጫርቶ መሸጥ ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ሚያዝያ 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 14, 2010 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 14, 2010 2:05 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

መቐለ ቴክኖሎጂ የኤሌክትሪክ ገመድ በግልፅ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ሚያዝያ 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 14, 2010 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 14, 2010 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ የምግብ ጥሬ እቃዎች እና ኣትክልቶች : የተማሪዎች የስፖንጅ ፍራሽ እና ትራስ : የዶርሚተሪ ወንበሮች እና ጠረጴዛዎች : የኤሌክትሪክ እቃዎች : የስፖርት ትጥቅ እና ቁሳቁስ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 15, 2010 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 15, 2010 2:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል :ኮምፒተርን ኮምፕተር ተንከፍን : ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት አቁሑት :ሞተር ሳይክል ስፔር :ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 18, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 18, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 17, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 17, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዮ ኤለክትሮኒክስ ላፕቶፕ ዴስክቶፕ ኮምፒተር ፕሪንተር ፕሮጀክተር ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ እቲ ዝተጠቐሰ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 18, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 19, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይነን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 ዓም በጀት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ቀበሌ 1 ሸድ እንዳ ሓፂንንን ዕንፀይትን መስርሒ ሐደ ብሎክ ንምስራሕ ብድረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ንኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 2, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 9, 2010 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 9, 2010 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 12,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ናይ ዝተፈለላዩ ሴክተራት ናዉቲ ቤት ዕዩ መሰርሒ : ፅሕፈትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 2, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 9, 2010 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 9, 2010 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/