ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬትን :አቁሑ መለዋወጢ መኪናን: ፈርኒቸርን :ኤለክትሮኒክስን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 30, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 30, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንግልጋሎት እቲ ቢሮ ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቲ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 4, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 4, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ኣብ ጣብያ እንዳስላሰ መትረብ ወይዉን ካናል መስኖ ካናሉ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 5, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 5, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ አዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምዕባለን ምምሕዳርን መንገዲ ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓኬጅ ሰለስተ ካብ ቀበሌ 06 ቀጠና 6 ናብ ምምሕዳር ከባቢ ቡከት ብዉልቀን ዳኣንትን ማለት እዉን ማሕበራት ብደረጃ 8 ንእሽተይ RC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 6, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢማተሪያል :ፅሕፈት መሳርሒ ብ ፕሮፎርማ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 22, 2010 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 22, 2010 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኤጀንሲ ሐለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2010 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 7, 2010 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት እታ ወረዳ ዝተፈላለዩ ዝተፈላለዮ ናይ መስኖ ስትራክቸር ዝስርሑ ናይ ህንፃ መሳርሒ ጋቤን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 30, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 30, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/

ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ጎማ መኪናን መሳርሒ ፅሕፈት ናዉቲ ፅሬት ክሎሪን መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 29, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 29, 2010 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ማይን ማአድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሓ ናይ ሓባር ዒላታትን ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 3, 2010 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 3, 2010 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ምግብና ከምኡዉን መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ህንፃ ንተሃነፅቲ ስራሕቲ ዝዉዕሉ ጣዉላን ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 16, 2010 (ከ 8 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 28, 2010 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 28, 2010 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/