ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 2, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 3, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ህንፀት መቐለ ንሕጊ ተሃነፅቲ ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝኽፈል መሳርሒ ህንፃን ባህር ዛፍን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይድሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 2, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 2, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፎም ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: በቢዘርፎም ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ጥዕናን ግልጋሎትን መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 1, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 1, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 22, 2011 4:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መጋረጃን ምንፃፍን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 23, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 23, 2011 3:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ፕስቸሪ ኣካውንቲንግ ስልጠና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሰልጥን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 23, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 23, 2011 9:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ትምህርቲን ትሬይንግ/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝርከባ ፎቶ ኮፒታት ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 23, 2011 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 23, 2011 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 22, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ መለዋወጢ መኪና ኣቅሑት 105-MODEL ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 22, 2011 10:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኤጀንሲና ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ዝተፈላለዩ ጎማ ናይ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2011 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 22, 2011 2:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/