ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑ መለዋወጢ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ሮቶ መዋህለሊ ማይ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፈርኒቸር፣ዝተፈላለዩ ናይ ቤተ ፈተነ ኬምካላትን መሳርሕታት፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ካልኦት ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 27, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 28, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዞባታት እስካብ ጣብያታት ክልልና ፅንዓት ንምክያድ 5 ናይ ፊልድ መኪና ን12 መዓልቲ ግልጋሎት ትራንስፖርት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ የካቲት 15, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 28, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 28, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 16, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 16, 2011 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ናይ ሰራሕተኛ ባጅ /መለለይ መንነት/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 16, 2011 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 16, 2011 9:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝ/የ ቤት ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 16, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 18, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ቡክሌት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 16, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 16, 2011 10:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓዲሓቂ ናይ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ቶዮታ ፓትሮል መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 15, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 15, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 18, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 18, 2011 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንላብራቶሪ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት ንምሃብ ሚኒባስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 16, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 16, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/