ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ ዓመት 2011 ዓ/ም ሞተር ሳይክል ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 9, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 9, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቃሊቲ ኮንስትራክሽን እቃዎች ማምረቻ ፋብሪካ በኣፋር ክልል ኣህመድ ኢላ ኣርታኤለ መንገድ የኮንክሪት ኣቅርቦት ፕሮጅክት የፕሮጀክቱ የሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጥ ለ15 ሰው በላይ የመያዝ ኣቅም ያለው ሚኒባስ መኪና በጨረታ አወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ መጋቢት 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝ/ዩ ናይ ሰራሕተኛታት ጥቅማ ጥቅሚ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 9, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 9, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ዝኣረጉ ናይ ዝ/ዩ መካይን ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 9, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 9, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከባቢ ሰራት ንዘስርሖ ሪል ስቴት ግዚያዊ ናይ ቱሪካላታ ሓርን ምቅራብን ምስራሕን ስራሕቲ/Supply and erection of concrete posts and fixed with barbed wire/ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 12, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 12, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ብሔራዊ የኣደጋ ስጋት ስራ ኣመራር ኮሚሽን መቐለ ቅ/ፅ/ቤት የሚገኝ የመብራት ሲስተም በመጋዘኞች ሙሉ በሙሉ ስለማይሰራ በደረጃ 9 2011ዓ/ም የታደሰ ፍቃድ ያላቸው በባለሙያ ኣወዳድሮ ማሰራት ይፈጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 3, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 3, 2011 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

በመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ኤርታኤለ መገንጠያ ኣህመድ ኢላ መንገድ ስራ ፕሮጀክት /17-01R/ የተለያየ መጠጠን ያላቸው ቫይቭሬተር ከነሆዝ እና bar Cutter machine ለመግዛት ይፈልጋል፡፡ በዚህ መሰረት፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ መጋቢት 25, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ማዘገጃ ከተማ ንጉስ ወረዳ ፀገዴ ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2011ዓ/ም ንናይ ባውዛ መብራህቲ ኣገልግሎት ዝውዕል ናውቲ ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 7, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 7, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ጨንፈር ዞባ ምብራቅ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ህንፃ ቤት ፅሕፈት በዓል 2ተ ደብሪ ህንፃ ሓደ ግዜ ዝተሃደመን ኣብ ኣገልግሎት ዝወዓለ 2ተ ወለል ምውዳእ ናይ ዋርድያን ሓፁርን ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮኑ ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 5, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 7, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር ኣባይቲ ኣብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት መመካርቲ ስራሕቲ ምምሕያሽ ዲዛይን ንምቁፃር ብደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ኣማከርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 2, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/