ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት፣ ፅሬትኣቁሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት፣ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ፣ ኮምፒተር እና ኮምፒተር ኣክሰሰርን ኣቁሑት ፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቅሓ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ ስለዚ በቢዝምልከተኩም ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 28, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 28, 2011 4:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካይን ፅገና ግልጋሎት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 28, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 28, 2011 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ባትሪ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 16, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 16, 2011 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣብያተ ፍርዲ ቃፍታ ሑመራን ሰቲት ሑመራን ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቁሕት ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተር ፣ ሕትመት፣ ኣቁሑት ቢሮን ተዛመድትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 28, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 28, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን 2012 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፅሬት ኣቁሑት ግለጋሎት ዝዉዕል ግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም ሀ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፈ/ኣ/ቅጨ/መ/ቁፅሪ 001 ፅሕፈት መሳርሒ ለ. ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፈ/ኣ/ቅጨ/መ/ቁፅሪ 002 ፅሬት ኣቁሑት

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 1, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 2, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈታት ቤት ማዛጋጃ ንፅሬትን ፅባቀን ግሪነሪ ስራሕ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ስለዝደለ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት መሰረት ክትወዳደሩንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 27, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 27, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 14, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 14, 2011 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ን/ት/ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክተሮኒክስ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንግልገል ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 15, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 15, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉለመከዳ ኣብ ወረዱኡ ንዝርከባ ዝተፈላለየ ቤት ፅሕፈታት ንበጀት ዓመት 2012 ንዝተፈላየ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ፡ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፈርኒቸር፡ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ ናይ ንህቢ ዘመናዊ ቆፎ ኮምኡዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 1, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 1, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንተምሃሮ ኣብ 2012 ዓ/ም ዝዉዕል መፃሕፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 11, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 24, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 24, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/