ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ፎቶ ኮፒ ሕፅረት ስለዞሎ ካብ ደገ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 17, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 17, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ግራፊክስ ዲዛይን/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ዝጥቀማሉ ላባጆ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ግልጋሎት ወሃብቲ ዝኮንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትዋዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 17, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 17, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/

የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለመቐለ ሪፈራል ሆስፒታል ግንባታ ፕሮጆክት የሚዉሉ ኣለሚኒየም ሥራዎች ኣቅርቦት እና ገጠማ ሥራ ግዚ ለመፈፀም ህጋዊ ተወዳዳሪዎች በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ነሐሴ 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 20, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 20, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 16, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 16, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት እቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ኤክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ ናይ ጋራዥ ፅገና መኪና ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 28, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 28, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2012ዓም ና ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ፅሬት: ዕጥቂ ስፖርት ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ መለዋወጢ አቁሑት ሞተርሳይክልን ፣ ናይ ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ፣ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 29, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 29, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 18, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 19, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 18, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 19, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ ናይ አዉቶቡስ ክራይ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 17, 2011 10:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 17, 2011 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ንዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ ናይ ሞዴል 166 ቲዮታ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ስለ ዝደሊ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክተወዳደሩ እትክእሉ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ትክእሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 17, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 17, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/