ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ን/ዳ/መ/ዕዳጋን ንብረት ምም/ር ታ.ቁ 4-01538 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 L ንዳ/ዳይሬክቶሬት ኢንስፔክሽን ታ.ቁ 4-01684 ት.ግ ሞዴል HZJ 78 L ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፈፉ ትኽእሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 27, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 27, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንትዮታ ሃርድ ቶፕ ሞዴል ቁፅሪ HZI 75 ዝዓይነተን መኪና መለዋወጢ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረትዚ ንዙይ ንብረት ንምቅራብ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳዱን ነዙይ ንብረት ትሸጡሉ ዋጋ መሊእኩም ክተቅርቡ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 3, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 3, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላዩ ናይ ኣባይቲ መካይን ብሬክ ላይን ምልጣፍ ስራሕቲ (brake line rivet) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 9, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 10, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላዩ ናይ ኣባይቲ መካይን ብሬክ ላይን ምልጣፍ ስራሕቲ (brake line rivet) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምስራሕ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 9, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 10, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ዘሎ ናይ ከለር ፕርንተር ቀለም ብፕሮፎረማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማለኡ ተወዳዳርቲ ክትቐርቡ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 27, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 27, 2011 4:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ንመካይኑ ናይ ፅገና ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህቡ ደረጀካ 4 ስራሕ ፍቃድ ዘለዎም ወነንቲ ጋራዥ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 15, 2011 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 16, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ማእከል ቤት ህንፀት ዓብዩ ዓዲ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዘፈቀደልና በጀት ብምግባር ሕጊ ተሃነፅትን ቆፆሮ እስራትን ብሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ከመግብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 17, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 17, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዶግዓ ተንቤን ኣብ ወረዱኡ ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ በደረጃ 4ተን ልዑሊኡን ዝርከቡ ጋራዣት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ምስ ሰዓራይ ክሳብ 30/11/2012 ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ክፅግን ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 15, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ደጎዓ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 15, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅ/ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ትኽእሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 26, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 26, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ንህንፃ መፀገኒ መስርሒ ዝዉዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 26, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 27, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/