ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝትርከብ ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት መፃሓፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ኣብ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ኩሓ ዝርከባ ጣብያታት ናይ ደረቕ ጋሓፍ ምልዓል ፣ ናይ መኪና ጋራዥ ፅገናን ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ግልጋሎት ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 22, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት አቁሑት፣ ኤሌክትኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፣ራበር ሽት ዉፅኢት ፕላስቲክ ፣ ሕትመትን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2012 8:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ምግጣምን ፅገናን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ልምዓትከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ አቻቁሑ መኪና ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 22, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዝኽፈል መሳርሒ ህንፃ ፣ ብሎኬት ፣ ቀላሚጦስ፣ ናይ መካይን መለዋወጢ ጎማ፣ ጨረቂ ሶፋን ካልኦት ንብረትን ብዕልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 20, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓት ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘሩ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊበዚ መሰረት ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ዋጋ መቕረቢኩም /ፕሮፎርማ/ ክሳብ ዕለት 12/1/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናበ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ከተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 12, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 12, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ፤ 1 ኤሌክትሮኒክስ 2 ዘገልገሉ ጎማታት 3 ናይ ቢሮ ኣቁሑት

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 17, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 17, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ካዛ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣ/ማ ቅድም ክብል ብክራይ ሊዝ መልክዕ ተወሲዶም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑት ማለት ቫይቭሬተር ቴብል ትራንስፖርት ወገን ፕሪካስት ሞልድን ሚክሰርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ኣብ ትካልና ዝርከቡ ጣዉላታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 26, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 26, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣ ናይ ምርምር ኣቑሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልጺ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/