ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 26, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ቀወምቲ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ሕትመት፣ መፃሕፍቲ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርሳይክልን መኪናን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 7, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 7, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መበየዲ ኦክስጅን ጋዝ ምምላእ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴከተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኢ/ማተሪያልን ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ዉፅኢት ማዕድንን ፣ ብሎኬት ብ ሾፒንግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 3, 2012 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 3, 2012 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 8,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ULGDP ll መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማኣወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ናይ ፅ/መሳርሒ ደቀቅቲ ናዉትን ከጫርት ስለዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደለዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/01/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/02/2012 ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብምግዛአ ካብ ቢሮና ክወስዱ ትኽእሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 12, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 12, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅሕፈት ለ መዘገጃ ፅ/ቤታችን ኣገልግሎት የሚዉል የመኪና ጎማና ባትሪ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል።ስለዚህ በዚህ ጨረታ ለመሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾች ከታች የተዘረዘሩ መስፈርቶች የምታሟሉ ከፅ/ቤታችን ሰነድ ጨረታ በመውሰድ እንድትወዳደሩ የጋብዛል።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 6, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 7, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 40,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

በሀገር መከላከያ ሚኒስቴር በሰሜን ዕዝ የ7ኛ ሜ/ድ/ክ/ጦር ጠ/መምሪያ ለ2012 በጀት ዓመት የተለያዩ የፅህፈት መሳሪያ የተለያዩ የፅዳት ዕቃዎች ፣የአቡጀዲድ ጨርቃ ጨርቆች፣ የተለያዩ የተሽከርካሪ መለዋወጫ ዕቃዎች ፣የሲቪል ሠራተኞች የአልበሳት ጫማዎችና የእጅ ጓንት በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 5, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 5, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካልና መቀለ ፊዝዩቴራፒ ማእከል ኣብ ዉሽጡ ዝርከብ 40 ዓበይቲ አእዋም ንኮንስትራክሽን ንዕንፀይቲ ዝዉዕሉ ኣጫራቱ ክሸይጥ ሰለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ተጫረቲ ንምዕዳግ ድሌት ዘለኩም ኣካለት ነቲ ንብረት ብኣካል ብምርኣይ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2012 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/