ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ nዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሕርሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ንናይ ኣይራሽ ፕሮጀክት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 16, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 16, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም /መቀሌ/ በትግራይ ክልል በተለያዩ ወረዳዎች የሚገኙ የኢትዩ ቴሌኮም ጣቢያዎች በጨረታ አወዳድሮ የፅዳት አገልግሎት ስራ ማስራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ መስከረም 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 15, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 15, 2012 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 22, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ን2012 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲን ሃለቅንት ንበረታት መሳርሒ ፅሕፈት : ቅብኣት ዘይትን ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ማይ፣ ናዉቲ ሕክምና እንስሳት፣ ኤሌክትሪክ፣ መድሓኒት እንስሳት፣ ኣቅሓ ባሕሪ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2012 3:10 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ን ሓለዋ ግልጋሎት ካብ ኣጎልግሎት ትካላት ብምዉድዳር ን 1 ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 4, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 5, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ስፔር ፓርት መኪና፣ ስፔር ፓርት ሞተር ሳይክል ፣ ፅገና መካይን ጋራዥካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

Mekelle University would like to notify Amendment for International Competitive Bid (ICB) floated to hire contractors for the construction of Botanical Garden in the Main Campus

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 24th, September 2019 3:39 pm (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 14th, October 2019 9:30 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 14th of October 2019 10:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 500,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ House & Building Construction/

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ትምህርቲ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ናዉቲ ፅሬትን ሕትመትን ፣ ሓመድን እምንን፣ ብሳዓት እትሰርሕ ሎደር ፣ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 25, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 25, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ማሽነሪ ክራይ/

ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ደረቕ ጓሓፍ ብኣይሱዚ ወይ ብተመሳሳሊ ናይ ፅዕነት መኪና ንምልዓል ካብ ኣጎልግሎት ትካላት ብምዉድዳር ን 1 ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 4, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 5, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/