በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበሪያ ዩኒት የ ህንፃ መሳርያ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናችሁ እንትወዳደሩ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዩ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበሪያ ዩኒት ከዚህ በታች የተገለፁትን በ workshop የሚሰሩ የባዮ ጋዝ እቃዎች በጨረታ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናችሁ እንትወዳደሩ ይጋብዛል

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 4, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 5, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ኮረም ዝረከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባላን ምምሕዳርን ኣብ ናይ 2012 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቀበሌ 02 ዝረከብ ካባቢ ሓስዋ ክሳብ ኣቢብቶ ዝስራሕ ድሬንጅ ምስ ስላብ ከቨር ብመፍለይ ቁፅሪ cor /cw/dr/01/12 ብብርኪ 8 ፈቃድ ደቀቅቲን ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ማሕበርትን ወልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 10, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 10, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፃዉዒት ፕሮፖዛል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2012 11:25 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2012 11:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ንተጠርተርቲ ዝዉዕል ባኒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 2 ናይ መኪና ኮምፎርትን ታፕሴሪን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፣ በዚ መሰረት ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቓሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2012 10:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2012 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ኣቅሑ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2012 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2012 10:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ን 2ይ ግዘ ዝወፀ ጨረታ ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2012 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈትና ሸራሮ ዕደጋ ማእከል ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ሸራሮ ናይ ዕደጋ ማእከል ንምስራሕ እኩል በጀት ካብቲ ማሕበር ብምምዳብ ናይ ጉልበት ማሽነሪን ጠቅላላ ከጫርት ይደልይ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 10, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 11, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዩን ማሕበር ካብ ዕለት 01/11/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2011 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኢዶት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኢዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራት ኦዲት ትክላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 25, 2012 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 25, 2012 10:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/