ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ናይ ቤተክርስቲያኑ መእተዊ ዋና በሪ ብ3ተ ኣንፈት ማለት ብደቡብ ፣ ብምብራቕ እና ሰሜን ኣንፈት ብዘመናዊ መልክዕ ንምስራሕ ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ማተርያል ማለት ብረት፣ ሽቦ፣ ሓሸዋ፣ ፀፀር 02፣ እምኒ ሰረትን ፅርበትን ወዘተ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ ኣሎ ስለዙይ ብዉሳኒኡ መጠረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት መስከረም 23/01/2012ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 28/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 12፡30 ናይ ንጉሆ እትወዳደርሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝዓሸገ ፖስታ ናብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ብምእታዉ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ እናገለፅና ብዕለቱ 28/01/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 1፡00 ናይ ንጉሆ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ጨረታ ይክፈት

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 24, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2012 12:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2012 1:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ዕንጨይቲ ፣ ናይ ሻሂ ካፍተርያ ክበበ ንሰራሕተኛታትን ንተምሃሮን ግልጋሎት ዝህብ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 24, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2012 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካፌን ሬስትራንትን/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል ስካንያ ሞርኮ ፓሎ F94 ኣዉቶቡስ ስርሓት ስዊድን መኪና መለዋወጢኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ በቲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘሐደስኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 24, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 24, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 27, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 27, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ዕዳጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት መኪና ን ዳ/ዳሪክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ታ.ቁ 4-01073 ት.ግ ሞዴል LN25 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 24, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2012 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ዕዳጋን ፋይናንስን ምም/ር ንብረት መኪና ን ዳ/ዳሪክቶሬት ኣ/ስ/ሓይሊ ሰብ ታ.ቁ 4-01068 ት.ግ ሞዴል LN166L ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 24, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 28, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 28, 2012 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን ምምሕዳርን በጀት ዓመት 2012 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 10, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 11, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን ምምሕዳርን በጀት ዓመት 2012 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 10, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: የጭላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 11, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቅሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ፣ ፅሬት ኣቅሑ፣ ቲያትር ኣቅሑ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 5, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 5, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቅሑት ናይ ፅሕፈትን ስእልን መሳርሒ ኣቅሑ፣ ሙዚቃ ኣቅሑ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 5, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 5, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/