ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩሮም ናይ ስፔር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከምህር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2012 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ቅድን ስፌትን፣ ኤሌክትሪክ፣ ፈርኒቸር፣ ኪራይ መኪና ፣ ስነ ፅባቐ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ክፍለ ከተማ ሓድነት ትልምን ፋይናንስን ዝተፈላ ዓይነታት ዘገልገሉ ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ዝተፈላዩ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሓደስቲ ክዳዉንቲ ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 24, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 24, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,500.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Air conditinor (AC) with Full ACcessorie ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2012 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2012 10:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ጣብያታት ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2012 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ዝተፈላዩ ናይ ስተሽነሪ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 20, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 20, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 8, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 8, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸራት ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋውያን

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 1, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 1, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ን 3ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኤሌክትሮኒክስ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 3, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 3, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/