ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ን ማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ 1 HDPE 2 FITTING 3 PIPE ኣቅሑት 4 ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 11, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 11, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

Tigray region water resources bureau invites interested and eligible bidders FOR BERI TEKLAY water Supply project located at the south zone of Tigray.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 11th, October 2019 11:52 am (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Friday 08th, November 2019 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Friday 08th of November 2019 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ብዝተረኸበ በጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ኣብቲ ዘፈር ካብ ዝተዋፈረሉ ብቁዓትን ሕጋዊ መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 4, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 4, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

The Tigray region water resources bureau invites interested and eligible bidders Mechare water supply project located at the southern zone of Tigray.

  • የተለቀቀበት ቀን: Friday 11th, October 2019 11:47 am (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 07th, November 2019 9:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Thursday 07th of November 2019 9:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 400,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Water Works Construction/

አክሱም ዩኒቨርሲቲ ስፖንጅ ትራስ፣የአልጋ ችፑድ፣ዶርሚተሪ ወንበር፣ትኩስ የበሬ ስጋ፣የመመረቂያ ጋውን፣ከህጋዊ ነጋዴዎች፣የኤሌክትሪክ እቃዎች እና የቧንቧ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ መስከረም 28, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምት 12, 2012 2:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምት 12, 2012 2:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በየሎቱ የተለያየ ነዉ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ንቲ ሆስፒታል ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ፣ ሜዲካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 13, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 13, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእኸል ቤት ህንፀት ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ዝተበጀተሉ በጀት መሰረት ብምግባር ፣ ሕንፃ መሳርሒ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ናይ ኣናእሽተይ መሳርሕታት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ክምገብ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 21, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 21, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ሕትመትን፣ /ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ ዝኮንኩምን ዘይኮንኩምን/ ክትሳተፉ ትክእሉ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፈርኒቸርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ጥራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 14, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጣንቓ ኣበርገ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 14, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣላማጣ ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣፋዉስን /መድሓኒትን/ ፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 14, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 14, 2012 8:45 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 16,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእኸል ቤት ህንፀት ራያ ኣላማጣ ን 2ይ መፋርቅ ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃን፣ ካልኦት ዝተፈላዩ ኣቅሑትን፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 9, 2012 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ራያ አላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 9, 2012 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/