ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝከዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ንምዕዳግ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2012 11:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ፓትሮል ሞዴል 79 መኪና መፀገኒ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል /PERKINS/ ዝዓይነታ ጀነሬተር ብባዓል ሙያ ሰርቢስ ምግባርን ነታ ጀነሬተር ሰርቢስ መግበሪ ዝዉዕል ንብረትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ማሽነሪ/

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት መቀፀልታ መስፋሕፍሒ ቤተ ንባብ ጎልጎል ነፃ ቀበሌ 06 ንምስራሕ ብደረጃ 7 ልዕሊኡን GC/BC ኮንትራክተር ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 4, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 4, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን 1ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ዘጎልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 30, 2012 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 30, 2012 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቕሚ መዕበይ ስራሕቲ ማለት እዉን ምድብ 1 Development Mobile Web based Application and Mobile Application (Mobile App) ብብርኪ ክልል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከማዕብል ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሕታት እንተነኣሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ክተማልኡ ይግባእ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 6, 2012 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 6, 2012 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔራትን ፣ ጉልበት ሞያ ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2012 6:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ምክንያት ንመበል 45ተ ዓመት ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ግልጋሎት ዝዉዕል ናት ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዊያን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከነሕትምን ክንዕድግ ንይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 23, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፀባ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 17, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /