ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 9, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 9, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ወርልድ ቪዝን ኢ/ያ ክልል ሰሜን እዞም ዝስዕቡ ናይ ስራሕ ዘርፍታት ብቅዓት ዘሎዎም ኮንትራክተራት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክምልምል ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ መረዳእታኩም ሒዙኩም ብምቅራብ ክምዝገቡ ይዕድም በዚ መሰረት 1 ናይ ማይ ካዕቲ ፣ 2 ናይ ማይ ስራሕቲ፣ ደረጃ 5ተ ልዕሊኡን፣ 3 ስራሕቲ ህንፃ GC/BC ደረጃ 5 ልዕሊኡን ዝኮኑ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 10, 2012 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 10, 2012 2:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ል one-stop center ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ላባራቶሪ ሕክምና ንብረት 1 centrifuge 2 electrolyte analayzer ብዉሱን ጨረታ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 24, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 24, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/

ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ 80L ሞዴል መኪና ስፔር ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 3, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 3, 2012 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ሽረ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኮብል ስቶን /ፅሩብ እምኒ/ ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 3, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 3, 2012 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 16, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 16, 2012 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ ጋብዮን፣ ኤክስካቫተር (Ecavator)፣ የእርሻ መገልገያ መሣሪያዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ታኅሣሥ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 16, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 16, 2012 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማሽነሪ ክራይ/

Adigrat University invites sealed bids from eligible bidders for furnishing the necessary material, labor, and equipment for the construction and completion of the above works listed on the table at Adigrat university's main campus.

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 30, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 29, 2012 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 29, 2012 2:04 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: Different for the various lots
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኸላኸሊ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 3, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 3, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/