https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9992
ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጆሊ መኪና እግሪ ዲክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፈላይ መመለይ ቁፅሪ ቲን መቅረባይነት ሰርተፊኬት

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/04/2012ክሳብ 23/04/2012 ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24/04/2012ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

3 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 41 29