https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9989
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 21/04/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 23/04/2012 ዓም ሰዓት 10:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት23/04/2012 ሰዓት 10፡30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77