https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9988
ቤት ፅሕፈት እንዳርታ ኩሉመዳይ ሓረስቶት ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዩኔን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዘገልገላ 3ተ ተሽከርከርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 4, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ዉልቀ ሰባት ወረቀት መንነት መንበሪ /ፓስፖርት፣ ትካት እንተኮይሞምናይ ትካሎ ሕጋዊ ድጋፍ ደብዳቤ ከቅርብ ኣለዎም

2 ጨረታ መክበሪ ብር 10 ሚኢታዊ ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ከትሕዝ ዝክእል ትእል


4 ተጫረቲ ካብ ዕለት 20/04/2012ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት እንደርታ ኩ/መ/ሓ/ሕ/ስ/ማ/ዩኔን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ቀዳማይ ደብሪ ብምምፃእ ብር 300 ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣልናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ /ሓደ ኦርጀናል ሐደ ኮፒን /ዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር 04/05/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት ልክዕ 4፡00 ከእትዉ ኣለዎም

5 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ዕለት 04/05/2012ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0967557235 09143014301479 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል