https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9983
ዉቅሮ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ኮሌጅ ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሕ መሕቆኒ ፀባ፣ ብሓፂን ዝተሰረሐ ድጉር
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ 2011/2012 ዓ/ም ዝታሐደሰ ምስ ዘቅርብዎ ንብረት ዝተሓሓዝ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

2 ንግብሪ ከፈልቲ ዝወሃበ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ

3 ናይ 2012 ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 20/04/2011ዓ/ም ዝወዳደረሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 23/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣተዊ ክገብሩ ይግባእ

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 23/04/2012 ሰዓት 3፡30 ኣብ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 05 65 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል