https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9971
ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕዳግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 4, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 4, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ሓምለ 2012ዓ/ም ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን

3 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ኤሌክትሮኒክ 10000 መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ብስፒኦ ምስቲ ናይ ጨረታ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ተወዳደርቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ኣብ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ሰነድ ጨረታ 50 ብር ብምክፋል ካብ ዟመልእዎ ማህተም ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

9 ጨረታ ዕለት 04/05/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን 30 መዓለቲ ይካዉን

11 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77