https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/997
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ን1ይ ፍርቂ ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዝዉዕል ኤሌክትሪክ : ፈርኒቸር : ናይ መኪና መለዋወጥን: ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጥን ንቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 3, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 20, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ስለዚ ሕጋዊያን ተጫረቲ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 1/4/2008 ዓ/ም ከብ ዕለት 20/04/2008 ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ አብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/04/2008 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት አብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 45 15 66 ወይ 03 44 45 01 06 ምሕታት ይከአል