https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9967
ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ፅገና ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሕታት እተማልኡ ነጋዶ ካብ 17/04/2012 ክሳብ 21/04/2012ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክ/ትቢሮ 261 ንክተቕርቡ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

1 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉን ፣ ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልኩምን

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ከትሕዝ ዝኽእል

3 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩም

4 ፖስታ ዝዕፀወሉ 21/04/2012ዓ/ም ቅ/ሰዓት 8፡00

5 ፖስታ ዝኽፈተሉ 21/04/2012 ቅ/ሰዓት 8፡30

ኣድራሻና ጎዶና ሰማእታት ህንፃ ግራዉንድ ቢሮ ቑፅሪ 261

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 44 17 ምሕታት ይካኣል