https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9943
ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት መለዋወጢ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 10:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝፅፀወሉ ዕለት 20/04/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 10፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09